መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ማንነትና ብምፍላጥ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

“ግደ ምሁራን መናእሰይ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ በልፅግና ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ምሁራን ይሳተፉ ኣለዉ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ መንእሰይ ትውልዲ ናይ ሓባር ማንነታት ምፍላጥን ምህናፅን ትፅቢት ይግበረሉ ኢሎም።

እዚ እንትግባር ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዝከኣል ኣገንዚቦም።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment