መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ተንቀሳቒሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ይንቀሳቐሱ ኣለዉ።

ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንዓመታት እንትብድሎም ዝፀንሑ እቶም መናእሰይ፥ ዳግማይ በደል ክንሕከም እንኽእለሉ ምኽኒያት የለን” ኢሎም።

ስለዝኾነ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሰልጠኑን ዝተወደቡን መናእሰይ ህወሓት ንምድምሳስ ተንቀሳቒሶም።

እቶም መናእሰይ ናይ ኢትዮጵያ ፀላኢ ዝኾነ ዘራፊ ጉጅለ ኣብ ወሎ ክንቀብሮ ኢና ከብሉ ድምፆም ኣስሚዖም።

ተወካሊ ኣተሓባባሪ እቶም መናእሰይ ከምዝበልዎ፥ ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ተግባር ዕዉት ንምግባር ኩሉ ነባሪ እታ ከተማ ድልዊ ኢዩ።

ብዘሩ ከፈለኝን አዲሱ ሙሉነህን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment