መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ሰበታን ከባቢኣን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ ሰለማዊ ሰልፊ ንምግባር ናብ መስቀል ኣደባባይ የምርሑ ኣለዉ።

እቶም ሰልፈኛታት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣፍራስ ብምሓዝ ካብ ለይቲ 10 ሰዓት ጀሚሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዘምርሑ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment