መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ 140 ቢሊየን ሽልንግ ኬንያ (ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር) ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ደገፍ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዕላዊ ዝገበሮ እንትኸውን፥ ካብ ዓለም ለኸ “ግሎባል ሴንተር ኦን ኣዳፕቴሽን” (ጂሲኤ) ዝተረኸበ ከምዝኾነ ዘስታር ፀብፂቡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣኪንዉሚ ኣዴሲና፥ መናእሰይ ኣብ ዓውዲ ግብርና፣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ኣጠቓቕማ ማይ ኣተሓላልዋ ንፅህናን ወዘተ ሓደሽቲ ምህዞታት ዕላዊ ንክገብሩ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment