መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን እታ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ከተማ ኣዲስ አኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም።

“ህይቱ ንዝህበኒ ሰራዊት ምክልኻል ደመይ ክህብ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ብኣሰናዳእነት ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ልዕሊ 3 ሺሕ መናእሰይን ቤተሰብ ስፖርትን ደም ለጊሶም።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣብርሃም ታደሰ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቕባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መናእሰይ እታ ከተማ ናብ ግምባር ካብ ምዝማት ጀሚሮም ንሰራዊት ሃፍቲ መትአእኽኻብ ደም ብምልጋስ ደጀንነቶም እናረጋገፁ ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment