ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ ዝካየድ እንትኾን፥ ኣብቲ መድረኽ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ይሳተፉ ኣለዉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።