መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአ ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ መበል 35 ጉባኤ ዕዉት ከምዝነበረ ተዛሪበን።

ስለዝኾነ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ጉባኤ ዕዉት ንክኸወን ሕድ ሕድ ትካል እኹል ምድላው ንክገብር ኣተሓሳሲበን።

Comments (0)
Add Comment