መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቴኒዮ ጉቴሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ን ዓለም ለኸ ትካላትን ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።

መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ምቅልጣፍ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚን ፅባሕን ከምዝካየድ ክካየድ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment