መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ  ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ እተዪ ኮሚሽን ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ንምፍታሕ ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ኢሎም።

ብተወሳኺ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ርክባት ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንምስግጋር ዘኽእለ ከምዝኾነ ኣዘኻኺሮም።

እተን ሃገራት ኣብ ከባቢ ዶብ ዝረኣዩ ፀገማት ብምልላይ ሓበራዊ መፍትሒ ኣብ ምድላይ እቲ ኮሚሽን ልዑል ስራሕ ምስራሕ ትፅቢት ይግበረሉ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment