ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ፈላማይ በርኪ ክንክን ጥዕና ንስሉጥ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደን በቢብርኩ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ዓውዲ ጥዕናን ተረኺቦም።
ብሳሙኤል ወርቃየሁ