መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዘፈር ጥዕኛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምዝግምገሙን ቀፃሊ ኣንፈት ከምዝቕመጥን ተገሊፁ።

ኣብ ዘፈር ጥና ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡ ትካላትን ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣፍልጦ ከምዝወሃብ እውን ተሓቢሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን መንግስታዊን መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላትን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment