መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡

ኣሰናዳእቲ እቲ ፕሮግራም፣ መተሓባበርቲን ተሳተፍቲ እቲ ውድድርን ምስ ኣካላት ፀፅታ ተዋዲዶም ብምስረሖም፥ ብዕዉት ኩነታት ክዛዘም ከምዝኸኣለ ገሊፁ፡፡

ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡ ኩሎም ኣካላት እውን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment