መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ።

መንግስቲ ንክልላት ዝሃቦ ደገፍን ድጎማን በጀት ናይ ነፀላ ኦዲት ኣፈፃፅማ ከምዝግምገም ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ ኣብያተ ዕዮ ዋና ኦዲተር ክልልን ምምሕዳር ከተማን ዘሎ ርክብን ኣብ ቀፃሊ ነዝካየድ ጉባኤ ኣጀንዳ ናይ ምቅራፅ ብዝምልከት ዘተ ክግበር ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment