መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

“ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዛዘም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment