መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያእተተኣናግዶ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምኻን ጋዜጣዊ መግለፂ ሂበን።

መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተዛሪበን።

ኣብቲ ጉባኤ ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ክሳብ 2 ሺሕን 500 ዝኾኑ ተሳተፍቲ ከመዝርከቡ ሓቢረን።

ብፍቅርተ ከበደ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment