መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምኽባር ጀሚሩ።

እቲ በዓል “ሕውነታውነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብሄር ብሄረሰባት ብባህላዊ ክዳውንቲ ደሚቖም ዝተፈላለዩ ባህላዊ ምርኢታት የርእዩ ኣለዉ፡፡

መርኣያ ሕገ-መንግስታዊ ማዕርነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ዝኾነ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ፥ በቢዓመቱ 29 ሕዳር ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment