መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ብብርኪ ሰብ ሞያ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2022 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ መሰረተ ልምዓትን ሎጂስቲክስን ትኹረት ከምዝገብር ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment