መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ብዙሓት ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ይቐርቡ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቢሮ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳው (ዶ/ር)፥ ብዙሕነትና ብምሕላውን ብምኽባርን ኢትዮጵያዊነት ክብ ንምባል ግደ ኪነ ጥበብ ምጥቃም ይግበአና ኢለን።

እቲ ፌስቲኛል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ተሓቢሩ።

ብመለሰ ምትኩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment