መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ባህሊ ኣብ ሆቴል ግዮን ተኸፊቱ።

እቲ ፌስቲቫል፥ “ባህልታትና ምፍላጥ ስብራትና ምፅጋን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ቢሮ ባህሊ ኪነጥበብን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 26 ጥሪ 2016 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።

ምጥያሽ መንደር ባህሊ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሓዊሱ ኣነባብራ፣ ሃይማኖታዊ ስርዓት፣ ባህላዊ ምግቢን መስተን ኣደላልዋ ኣብቲ ፌስቲቫል ክቐርቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ብመለሰ ምትኩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment