ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ፌዴራል ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍን ምስ ካልኦት ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድን እቲ በዓል ክሳብ ዝዛዘም ብብቕዓት ከምዝሰርሐ እውን ሓቢሩ።
ኣብ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዝተዋፈሩ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ደኺሙና እንተይበሉ ህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ሓላፍነት ብብቕዓት ምውፅኦም ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ፖሊስ መላእ ህዝብን ኣካላት ፀፅታን ተዋዲዶም እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኑ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።