መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድልድል ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ጀጋኑ ኣቦታት ንኲናት ዓድዋ ምድላው ብምግባርን ቃል ኪዳን ሰዓራይነት ብምእታው ዝተሳገሩሉ ንምዝካር ምርኢት ምቁራፅ ድልድል ተኻይዱ።

እቲ ምርኢት ሓደ ሻምበል ጦር ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዘርአዮ እንትኸውን፥ ናይ ሕዚ ወለዶ ኣርማ ኣቦታትቱ ተሓንጊጡ እናሰርሐ ዝጓዓዝ ምዃኑ ንምምልካት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ብምንይችል ኣዘዘው

#Ethiopia #Adwa #Victory

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment