መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ “ዓድዋ ኣርማ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብፓናል ዘተ ተኸቢሩ።

በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው ተክለማሪያም፥ ዕላማ እቲ ዘተ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምስጢራት ዓወት ዓድዋ ብግቡእ ብምግንዛብ ሕብረቶም ኣጠናኺም ንሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ኣብ በቢዝተዋፈሩሉ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ዝሕግዝ ምልዕዓል ምፍጣር ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment