መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 12 ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅምሩ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ድማ ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

ሻምጲዮና ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ ፋሲል ከነማ ንግዚኡ ነቲ ልግ ንምምራሕ ዘኽእል ውፅኢት ንምርካብ ንጋንታ ኣዳማ ከነማ ንምስዓር ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡

ኣዳማ ከነማ ብተፃራሪ ደረጃኣ ንምምሕያሽ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ፀወታ እቲ ፕሪሜርሊግ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት ሓደ ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናን ሰበታ ከተማን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment