መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ።
ኣካቢ ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ እቲ በዓል ሼኽ ኣብድልሃሚድ ኣሕመድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል “ናይ ሰላም ነብይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ ክውዕል ኢሎም።
እቲ በዓል እንትኽበር፥ በረከታት ነብዩ መሓመድ ብምስትውዓል መገዶም ብምሕሳብ ክኸውን ከምዘለዎ ኣገንዚቦም።
ህዝበ ሙስሊም ዓቕሚ ንዘይብሎም ብምሕጋዝ እቲ በዓል ንከኽብር ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብፈቲያ ዓብደላ
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment