ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ደቡብ ደቡብ ምትሕብባር ደቡብ ንዘላቒ ልምዓት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ተወከልቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝተሳተፉሉ እቲ ጉባኤ፥ ዘይምእኹል ኣጠቓቕማ ተሓዳሲ ሓይሊ፣ ዘላቒ ተመክሮ ልምዓት፣ ምህዞን ፍልጠትን ብምክፋል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ንምጉልባት ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ዓለም ለኸ መዳርግቲ ኣካላት፣ ሓንፀፅቲ ፖሊሲ፣ መሃዝቲ ቴክኖሎጂን ስራሕን፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ምሁራን ሓዊሱ ኣብቲ ጉባኤ ልዕሊ 500 ተሳተፍቲ ዘተኣኻኽብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።