መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ፎረም፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ይሳተፉ ኣለዉ።

Comments (0)
Add Comment