መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ብሰላም ምዝዛሙ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣፍሊጡ።

ተወካሊ ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ብዙነህ ኣጎናፍር፥ እቲ ምርጫ ብዘይምንም ፀገምን ፀፅታ ምዝዛሙ ገሊፆም።

እዚ ድማ እኹል ቅድመ መድላው ብምግባሩ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ 13 ክልላት ምርጫ 1 ሺሕን 128 ጣቢያታት ዝተኸፋፈሉ ናውቲታት ምርጫ ፀገም ንከየጋጥሞም ሰሪሕና ኢና ኢሎም።

ምስ ምርጫ ብዝዛመድ ኣናእሽቱ ፀገማት ከምዝነበሩ ሓቢሮም።

ኣብ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ምልዕዓል ዝገብር ዝነበረ ሕፁይ እናት ፓርቲ ናብ በረት ፈርዲ ብምቕራብ 8 ሺሕ በር ከምዝተቐፅዐ ተዛሪቦም።

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብሰላም ምዝዛሙ ኣፍሊጦም።

ብሳምራዊት የስጋት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment