መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ኣብ ሙዚዬም ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ፌስቲቫል፥ “ኣንባቢ ትውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ኣብ ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment