መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር ልዑል ግደ ከምዘለዎም ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ጣሰው ገብሬ (ዶ/ር) ተዛሪቦም።

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር እቲ ከተማን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ሓዊሱ ምሁራን እቲ ዓውዲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፉ ኣለዉ።

ብኣሸናፊ ሽብሩ

Comments (0)
Add Comment