መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ኣርኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መሸጣ ቦንድ ኢትዮጵያኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ምምሕያሽ ከምዘርአየ ተገሊፁ።

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብታ ሃገር ተኣዊጁ ዝነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅምኡ ንኸሓፅር ውሳነ ምሕላፉ ስዒቡ ኣፈጻፅማ መሸጣ ቦንድ ዶላር ኢትዮጵያ ብዶላር 6 ሳንቲም ወሰኽ ድሌት ኣርኢዩ ተባሂሉ።

መሸጣ ወፃኢ ቦንድ ኢትዮጵያ ብ13 ሚኢታዊ ዕቤት ኣፈፃፅማ ምርኣዩ ብመንፅር ኣብ ምዕባለ ዝርከባ 80 ሃገራት ዝሐሸ ከምዝኾነ ብሉምበርግ ፀብፂቡ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ መሸጣ ቦንድ ነክዩ ከምዝነበረ እውን ኣዘኻኺሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment