መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ነሓሰ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ገሊፁ።

ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዘሎ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር፥ ኣብ ሓምለ 51 ብርን 76 ሳንቲምን ንሊትሮ ዝነበረ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ናብ ብር 45 ብርን 76 ሳንቲምን ትሕት ንኽብል ከምዝተወሰነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment