መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ ተኸፊቱ።

ፋብሪካ ጨርቃ መርቂ ኣርባ ምንጭ ብመሰረት ዝገበሮ ደገፍ ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ።

ህንፀት ሜዳታት ስፖርት፣ ቤተ መፃሕፍትን ቤተ ፈተነን ከምኡውን ስራሕቲ ቀፅሪ ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ስራሕቲ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ኣብያተ ትምህርቲ፥ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ብዝብል መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment