መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ – በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመር ኣየር ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽር ሕጊ ስዒቡ ተዓፂዩ ዝነበረ ክልል ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 8 ጀሚሩ መስመር ኣገልግሎት በረራ ክፍቲ ከምዝኾነ እቲ በዓል መዚ ገሊፁ።

ግልጋሎት ክህቡ ዝኽእሉ መዕርፎ ነፈርቲ በረራ ምትእንጋድ ከምዝኽእሉ እውን ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment