መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ።

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ስራሕ ናይቲ ቦርድ ብዕሊ እንተጅምሩ ከምዝበሉዎ፥ ኢቲ ቦረድ ምስ ህይወት ደቂ ሰባት ብሰፊሑ ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ ኣብ ዝኾነ እዋን ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ እንትእወጅ ካብ ዝጣየሽ ቦርድ ዝተፈለየ ኢዩ።

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ህይወት ደቂ ሰባት ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19ንምድሓን ኣብ ዝግበር ርብርብ ዝተጣየሸ ቦርድ ስለዝኾነ ታሪኻዊ ከምዝገብሮ እውን ኣብሪሆም።

እቲ ቦርድ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ብልዑል ሓላፍነትን ቆራፅነትን ክዋፃእ ከምዝግባእ ምግላፆም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment