መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም።

ኣብ ቢሮ ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ልምዓት ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ኣብቲ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ዝተፈላለዩ ትካላት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment