መርሃ ግብሪ ምፍናው ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሮ ፃንሒት ብምዝዛሙ ንተገኛ ክልል ንምርካብ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ መክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ሀዝባዊ መተሓባበሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ምምሕዳር እቲ ከተማን ተሳቲፎም።

እቲ ዋንጫ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት 14 አዋርሕ፥ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ እቶት ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ከምዝተፈፀመ ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment