መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ደገፍ ኣብ “ግዳጅ” ምኽባር ሕጊ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ “ግዳጅ” ምኽባር ሕጊ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ደገፍ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ዘዳለዉ ኮሚሽን ኢንቨሰትመንት ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ማኔጅመንት መሬት እታ ከተማን ኢዮም።

ኣብቲ ምትእኽኻብ እቶት ዝተረኸቡ ብመዓርክ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ኣገልግሎት ወሃብቲ መንግስቲ ኣይተ ዣንጥራር ኣባይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰራዊት ሕጊ ንምኽባር ኢሉ ንዝዋፅኦ ግዴታ ብምምሕዳር ከተማ ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ይቕፅሉ ኣለዉ።

ኣብቲ ምድላው ምትሕብባር እቶት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ተሳተፍቲ ኢዮም።

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment