መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ መልላእ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ብበዝሒ ወፂኦም ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ መርሃ ግብሪ ክሳብ 12 ሰዓት ናይ ምሸት ክፀንሕ ኢዩ።

Comments (0)
Add Comment