መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

አዲስ አበባ፣ መስከረም 24፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ብመሰረት እዚ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጃን ሚኬል ሳማ ሉኮንዴ፣ ፕሬዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ፕሬዚዳንት ዬዌሪ ሙሴቨኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣለዉ።

እቶም መራሕቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment