መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ተረባሕነት ማሕበረሰብ ብዘረጋገፀ መገዲ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ተረባሕነት ማሕበረሰብ ብዘረጋገፀ መገዲ ከምዝስራሕ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ትልሚ ቀዳማይን ካልኣይን ምዕራፍ 2017 እቲ ፕሮጀክት ይግምገም ኣሎ።

እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብካ የስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ሸሞንተ ክልልት ተግባራዊ ዝግበር ካልኣይ ዙር መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ብዓወት ንምዝዛም ብምትሕብባር ክስራሕ ከምዝግባእ እውን ገሊፆም።

ብኣሸናፊ ሽብሩን ብርሃን ደሳለኝን

Comments (0)
Add Comment