መልቐቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መተቓለሊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ  ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ኣፍሊጡⵆ

እቲ ፈተና ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲ ከምዝወሃብ ሓበሬታ እቲ ኣገልግሎት የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment