መላእ ኢትዮጵያዊያን እንኳዕ ን3 ጳጉሜ መዓልቲ ሉኣላዊነት ብሰላም ኣብፀሐኩም ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፊ።
እቲ ዕለት፥ “ህብር ንኩለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ሉዓላዊነታ ብደምን ዓፅሚን ኣፅኒዖም ዘንበሩ ጀጋኑ ሃገር ከምዝኾነት ገሊፁ፡፡
ግዝኣታዊ ሓድነታን ናፅነታ ሓሊያ፣ ንባዕዳዊ ገዛእቲን ወረርቲ አሕፊራ ብናፅነት ዝነበረት ሃገር ኢያ” ዝበለ እቲ ኣገልግሎት፥ ነገር ግን ሉኣላዊነት ዶብ ብምኽባር ጥራሕ ግዝኣታዊ ሓድሕሎ ከምዘይሕሎ ገሊፁ፡፡
Comments (0)
Add Comment