ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቲውተር ገፆም፥ ካብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንጀግና ሰራዊትና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት እምነ፤ የኽብረኩም ኢየ ሓቢረኩም ብምውዓለይ እዑእ ሓጎስ ተሰሚዑኒ:: መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።