ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገለግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ዘገልግል ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘናውሐ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል መላኩ ታዬ፥ እቲ ሕድሳት ውዕሊ ቀፃሪ ካብ ዝወስዱ ሓሙሽተ ዓመታት ዝሞልኦም ዓማዊል ጥራሕ ዝጥምት ኢዩ ኢሎም።

ኣብ እዋን ሕድሳት ምንም ዓይነት ክፍሊት ከምዘየድሊ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ስለዝኾነ ዓማዊል ኣብ ከባቢኦም ናብ ዝርከብ ቅርንጫፍ ብምኻድ ሕድሳት ንክገብሩ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment