ሕጊ ዘየኽሩ 812 ትካላት ንግዲ ፍቓድ ንግዶም እንትስረዝ 40 ሺሕን 823 ትካላት ድማ ተዓሺጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሕጊ ዘየኽሩ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

በዚህም በአምስት ወራቱ ህግን ያላከበሩ 812 የንግድ ተቋማት የንግድ ፈቃዳቸው እንደተሰረዘ ገልፀዋል

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ሕጊ ዘየኽሩ 812 ትካላት ንግዲ ፍቓድ ንግዶም ከምዝተሰረዘ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሕጊ ዘየኽበሩ 58 ሺሕን 423 ትካላት እውን መጠንቀቕታ ተፃሒፉሎም ኢዩ።

40 ሺሕን 823 ትካላት ንግዲ ዝተዓሸጉ እንትኾኑ፥ ኣብ ልዕሊ 324 ትካላት ክሲ ከምዝተኸፈተን ኣብ ልዕሊ 90 ትካላት ድማ ስጉምቲ ምእጋድ ከምዝተወሰደን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment