ሕውነት ህዘውቢታት ኦሮሞን ሱማሌን ዘጎልብት መድረኽ ዘተ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰላምን ልምዓትን ክልላት ኦሮሚያን ሱማሌን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሕውነትን ርክብን ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ምጥንካር ዘተኮረ ከምዝኸውን ተሓቢሩ።

ርክብ ክልቲኦም ክልላት ዘጎልብት ሓበራዊ ሰነድ ብርእሰ ምምሕዳራት ክልቲኦም ክልላት ክፍረም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment