ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ይጥሕስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፉ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ብምግባር ናብ ሓዊ እናእተወ ከምዝኾነ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ።

ነዚ እውን ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይህቡ ካብ ዘለዉ ምዕዛብ ከምዝኸኣለ ገሊፁ።

ይኹን እንበር ምስሊ እቶም መናእሰይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ምዝውዋር ግቡእ ከምዘይኮነ ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment