ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ።

ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ፥ ዓቃቢ ሕጊ ክሲ ንምምሳራት 15 መዓልቲታት ሓቲቱ ፈቒዱሉ።

ክሲ ክሳብ ዝምስረት ድማ ኣብ ፖሊስ ጣቢያ ንኽፀንሑ ኣዚዙ።

ብታሪኽ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment