ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ።

ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሕብረት ተወሳኺ 180 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ናይ ምክፍፋል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

እቲ ምክፍፋል ዕላዊ ንክኸውን ኣብ ኣፍሪካ ሕብረት ምስ ምክልኻል ኮቪድ 19 ብምትሕሓዝ ስሞም ዝለዓል ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ልዑል ኣስተዋፅኦ ምብርካቶም ተገሊፁ።

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ 2021 ዓ.ም.ፈ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕነት ዕድጊት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍልፍል ÷ሲ ጂ ቲ ኤን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment