ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሓሰን ሸኽ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።
ሙሳ ፋኪ ማሃማት፥ ክልቲአን ሃገራት ዝገበርኡ ስምምዕነት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክገብርኡ ሓቲቶም።
ፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን እተን ሃገራት ኣፈላላየን ብዘተ ንክፈትሓ ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።